SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ by SBS

SBS

Independent news and stories from SBS Audio, connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians. - ነጻ ዜናን ሓበሬታትን እናቕረበ ምስ ህይወት ኣብ ኣውስትራሊያን ምስ ትግርኛ ዝዛረቡ ኣውስትራሊያዊያን ዘራኽበኩም።

Categories: News & Politics

Listen to the last episode:

ንሎሚ 7 ግንቦት 2024 ዝሓዝናዮም ዜናታት: ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ነቲ ምስ ሓማስ ዝግበር ስምምዕ ምቍራጽ ተዅሲ ድሕሪ ምንጻጉ ፡ ኣብ ደቡባዊ ዞባ ጋዛ ተቐማጦ ራፋ ምላሽ ሂቦም ። ማሕበረሰብ እስላም ምዕራብ ኣውስትራሊያ ምኽፋእ ስም ንምውጋድ ምስ ጥዕና ኣእምሮ ዝተሓሓዝን ንክንክን ዝኸውን ገንዘብ ንምምዳብን ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ጸዊዖም ። ሓይልታት ህጹጽ ውሃብ ድጋፍ ሱዳን፡ ሰራዊት ህወሓት ምስ ሰራዊት ምክልኻል ሱዳን ኮይኖም ይወግኡኒ ኣለዉ ንዝበሎ ክሲ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ነጺግዎ።

Previous episodes

  • 5029 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ግንቦት 2024) 
    Tue, 07 May 2024
  • 5028 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ግንቦት 2024) 
    Mon, 06 May 2024
  • 5027 - ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ግንቦት 2024) 
    Mon, 06 May 2024
  • 5026 - ቢንያም ግርማይ፣ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣብ ጂሮ ድ'ኢታልያ እንኮ ወከልቲ ኣፍሪቃ ኮይኖም፣ ቀነኒሳ በቀለ ንኦሎምፒክስ ፓሪስ ተመሪጹ፣ 
    Mon, 06 May 2024
  • 5025 - ኤርትራ ኣብ ዓመታዊ መስርዕ ዶብ-ኣልቦ ጋዜጠኛታት ዝተሓተ ተርታ ተሰሪዓ። 
    Mon, 06 May 2024
Show more episodes

More Malaysian news & politics podcasts

More international news & politics podcasts

Choose podcast genre